July 28, 2025

ቃለ-መጠይቕ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ
ብዛዕባ ኣህጉራዊን፡ ዞባውን ዘቤታዊን ጉዳያት

ንኹሎም ህዝብታትን ሃገራትን ብምዕሩይነት ዝሓቍፍ፡ ብሕጊ ዝግዛእ፡ ርትዓዊ፡ ሰላማውን ውሑስን ዓለማዊ ስርዓት ክህሉ ህዝባዊ ግንባርን መንግስቲ ኤርትራን ንኣስታት ሱሳ ዓመታት ዝተማጎቱሉን ዝተቓለሱሉን ዕላማ እዩ። ብዓለም ደረጃ ነጊሱ ዝጸንሐ ናይ ምዕምጻጽን ምዕብላልን ምድራትን ስትራተጂ ድማ ኣዕናዊ ሳዕቤናቱ ሎሚ ህዝቢ ዓለም ብግብሪ ይርእዮ ኣሎ። ኣብዚ ቀረባ እዋን፡ እንተላይ ኣብ ዝሰፍሐ ጐደቦና ዝተኸስተ ኣሻቓሊ ምዕባለታት ኣብ ግምት ብምእታው ዓለማዊ ኩነታት ኣንፈቱ ከመይ ትግምግሞ ?
እቲ ኣርእስቲ ገፊሕ’ዩ። ካልኣይ ኲናት ዓለም ድሕሪ ምውድኡ ክሳብ 1990ታት ዝነበረ እዋን ዝሑል ኲናት፡ ምስ ታሪኽና ኣዛሚድና ክንርእዮ ከለና፡ መሰል ህዝቢ ኤርትራ ንናጽነትን ልኡላውነትን ዝተጓዕጸጸሉ፡ ህዝቢ

download

Latest Articles

رسالة الجبهة الشعبية بمناسبة الفاتح من سبتمبر 2026

መልእኽቲ ህዝባዊ ግንባር ብኣጋጣሚ ባሕቲ መስከረም 2026

الفاتح من سبتمبر البدايات وادوبحا