March 10, 2018

ቃል ሃገራዊ ማሕበር ደቀንስትዮ ኤርትራ
ብኣጋጣ ሚ 8 መ ጋቢት ኣህጉራዊ መ ልዓቲ ደቀንስትዮ

8 መጋቢት፡ ኣብ መስርሕ ቃልሲ ንምሉእ ኣግእዞ ደቀንስትዮ ዓለም ብሓፈሻ፡ ደቀንስትዮ ኤርትራ ድማ ብፍላይ፡ ብሕሉፍ ቃልሲን መስዋእቲን ዘረጋገጽኦ ገስጋስ ብምዕቃብ፡ ንቀጻሊ ስራሕን ተጨባጢ ውጽኢትን ቃለን ዘሐድሳላ ዕለተ-ዝኽሪን ገምጋምን እያ። በዚ መሰረት፡ ናይ ሎሚ ዓመት 8 መጋቢት ብደረጃ ሃገር ናብ’ቲ ቀንዲ ሰረት ማዕርነት ዝኾነ ምሕያል ብቕዓት ደቀንስትዮ ብምትኳር፡ “እርከና ደቀንስትዮ – መቕድም ምዕሩይነት!” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ከም ወትሩ ብኽብሪ ትጽምበል ኣላ።

Latest Articles

Men’esey May 2026

السدود والخزانات التي شيدت في ارتريا خلال سنوات الإستقلال لتخزين...

Eritrea’s Agricultural Development Over the Past 35...