May 7, 2017

ቃል ሃገራዊ ኮንፈደረሽን ሰራሕተኛታት ኤርትራ
ብኣጋጣሚ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት – 2017

ናይ ሎም-ዘመን ባሕቲ ግንቦት – ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፡ ኣብ ኤርትራ፡ ብደረጃ ሃገር ንመበል 25፡ ብደረጃ ዓለም ድማ ንመበል 127 ግዜ ኣብ እትበዓለሉ ዘላ እዋን፡ ሃገራዊ ኮንፈደረሽን ሰራሕተኛታት ኤርትራ (ሃኮሰኤ)፡ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ሓይልታት ምክልኻሉን ብሓፈሻ፡ ንሰራሕተኛታት ድማ ብፍላይ፡ እንቋዕ ናብ’ዛ መዓልቲ መሰል፡ ኣፍራይነትን ምስኡ ዝኸይድ ክብሪን ዝዀነት ረዛን ዕለት ኣብቅዓና ይብል።
ባሕቲ ግንቦት፡ ዓለም-ለኻዊት ዕለት’ያ። እዚ ዘርእየና እንተ ሃልዩ ድማ፡ ሰብ፡ ሕብሩ፡ ዓሌቱ፡ ጾታኡ፡ ቋንቋኡን መበቈሉን ብዘየገድስ፡ ድሌታቱን ክነብሮ ዝህቅን ህይወትን ፍልልይ ከም ዘይብሉ’ዩ። ሰራሕተኛታት መበል 19 ክፍለ-ዘመንን ቅድሚኡን፡ ነቲ ነገራውነት ልዕሊ ሰብኣውነት ሰሪዑ ሕብረተ-ሰባት ዝሃመሸ፡ ሕሱም ኣተሓሕዛ ሰራሕተኛታት ብመንጽር ግዜን ክብደት ዕዮን ልማዱ ዝገበረ፡ ኪኖኡ ብምኻድ ድማ መጕዳእትን ሞትን ሓያሎ ሰራሕተኛታት ዘስዓበ ኢንዱስትርያ

Latest Articles

Independent Development Policy, Human Capital, and the...

إقليم شمال البحر الأحمر متحف طبيعي يضم العديد من الآثار التاريخية

Mischaracterizations Surrounding Prospects for...