May 29, 2025

ቃል ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡
ኣብ ጽምብል መዓልቲ ሓርነት ኤርትራ

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፣ ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፣

ንሓርበኛ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢን ወጻኢን፣ ምስ ኩሎም ፈተውቱን፣ ሓራ ህዝቢ ዓለምን ዮሃና!
ኣብዚ ካብ ዓመት ናብ ዓመት፣ እናደመቐን እናሓየለን ዝኸይድ ጽምብላት፣ ነዛ ናይ 34 ዓመት ዝኽሪ ናጽነት፣ ብዝተፈላለየ መሰናድኦታት፣ ግርማ ዘልበሱ ኩሎምን፣ መልእኽቲታት ዮሃና ዝለኣኹን፣ ልዑል ምስጋና! ናጽነትናን ልዑላዊነትናን ውህደትናን ብጹእነት መርየትናን (Independence, Sovereignty, Unity, Territorial Integrity)፣ ዓመት-ዓመት፣ ኣብ ውሽጢ ከቢድ መስርሕን ምዕባለን ሃገራዊ ህንጸትና (Nation Building) ኣብ ‘ንግምግመሉ፣ ብመንጽር ዓለማዊን ዞባዊን ምዕባለታት ኪርአ’ንከሎ፣ ናጽነትና ምሕያልን ምድራዕን፣ ካብቲ

download

Latest Articles

Briefing by M. Osman Saleh, Minister of Foreign Affairs,...

Ethiopia is not being ‘dragged into war’

ንዓቕሊ ጽበት ሰልፊ ብልጽግና...