April 11, 2023

ብሪጣንያ፡ ታሪኽ ዘይርስዖ በደል

ቅድሚ 70 ዓመታት – ምስ ምዝርዛር ኤውሮጳዊ መግዛእቲ ካብ ኣፍሪቃ – ግዝኣት ኢጣልያ ዝነበራ ሃገራት (ሊብያን ሶማልያን) ናጽነተን ክወሃበን ከሎ፡ ኤርትራ ግን ተነፊጉዋ። ኣብ 1950ታት ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ሕ.መ. ኣመሪካ ዝነበረ ጆን ፎስተር ዳላስ፡ ውሳነ ፈደረሽን ኣብ ዝጸደቐሉ፡“ብዓይኒ ፍትሒ፡ ርእይቶ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ግምት ክኣቱ ይግባእ ነይሩ። እንተዀነ፡ ንስትራተጅያዊ ረብሓ ሕ.መ. ኣመሪካ ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪን ንስለ ኣህጉራዊ ጸጥታን ሰላምን፡ ኤርትራ ምስ’ታ መሓዛና ዝዀነት ኢትዮጵያ ክትቊረን ኣገዳሲ ይኸውን።” ብዝብል ተጻባኢ መርገጺ ኣመሪካ ዘጒልሐ ቃላት፡ ነቲ ንኤርትራን ህዝባን ብጉልባብ “ፈደረሽን” ዳግማይ ኣብ ትሕቲ ኣፍሪቃዊ መግዛእቲ ንምእታዋ ዝተኣልመ ፖለቲካዊ ውዲት ኣነጺሩዎ እዩ።

download

Latest Articles

Men’esey November 2025 Men’esey Magazine

طرح الموضوع مباشرة بدلاً من المراوغة…!!!

Statement by Ambassador Salih Omar Abdu at the 7th...