October 31, 2025

ተዛራቢ ጽሉል እንተኾነ፡ ሰማዒ ክልብም ኣለዎ!

ER MEDIA
On Oct 31, 2025
ብ28 ጥቅምቲ “ፓርላማ” ኢትዮጵያ ተኣኪቡ ነይሩ። እቲ መደረ፡ ላግጺ ነቲ ብጥይትን ጥሜትን ዝብላዕ ዘሎ ህይወት ኢትዮጵያዊ፡ ከምኡ ከኣ ኢትዮጵያውያን ዘስተውዕል ኣእምሮ ከም ዘይብሎም ሓሲብካ ዝተዘርበ እዩ። መራሕ ብልጽግና ካብ ኣባላት ዝቐረበሉ “ሕቶታት” መሊሱ። ካብቲ ኣኼባ ይኹን ካብ መልሱ ሓድሽ ነገር ዝጽበ ፍጡር ዝነበረ ኣይመስለናን። እንተ ነይሩ’ውን ካብዘን ክልተ ጉዳያት ንላዕሊ ክጽበ ኣይክእልን።
1-ከም ኣመሉ፡ ኩሉ መዳያዊ ውድቀት ኢትዮጵያ “ብመሳጢ” መደረ ምኹሓል ምጉልባብ። ይዋኣዮም ኣባላት ባይቶ ከኣ ብድሙቕ ጣቕዒት ምስናይ።
2-ከም ኣመሉ “ኣጀንዳ ክልተ ማያት” ኣልዒልካ ኣንጻር ልኡላውነት ኤርትራ ምህታፍን ምፍካርን። ዝወረዶ “ባይቶ” ድማ ብምዉቕ ጨብጨባ ምምዕራግ።

download

Latest Articles

Briefing by M. Osman Saleh, Minister of Foreign Affairs,...

Ethiopia is not being ‘dragged into war’

ንዓቕሊ ጽበት ሰልፊ ብልጽግና...