April 16, 2024

ንልክዕ መረዳእታ

ልክዕ ከምዛ ሎሚ ዕለት፡ 13 ሚያዝያ 2002፡ ኮምሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ብመሰረት ስምምዕ ኣልጀርስ፡ ቀያዲን ናይ መወዳእታን ብይኑ ዝሃበላ እያ። ኣብ ዘረባ ተልመዴን ተንታኖ እናሻዕ በጨቕ ዝብል፡ ኣብዚ ቀረባ ግዜ’ውን ክድሀ ዝቐነየ ሒቕታት ኣሎ። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ግጉይ ኣበሃህላታት ምእራም ኣገዳሲ ይኸውን። “ዶብ ዝመንቀሊኡ ኲናት?” ወያነ ብገዚፍ ድጎማን ድርኺትን ግዳማውያን፡ ኣብ ግንቦት 1998 ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ብወግዒ ኲናት ምስ ኣወጀት፡ ኣዋጅ ብኣዋጅ ክምለሰሉ ግቡእ’ኳ እንተነበረ ብወገን ኤርትራ ዝተኣወጀ ኲናት ኣይነበረን። ኣሸቀልቲ ወያነ፡ ነቲ ዓቢ ዕላማኦም ‘ዶባዊ ምስሕሓብ’ ዝብል ስም ኣጠሚቖም ከኽውልዎ ብዙሕ ሃሊኾም – የዋሃት እውን ኣጋግዮም። ዘይሰመረ ባህጎም ግዳ ክዉል ኣይነበረን። ዕላማ’ቲ ኲናት፡

download

Latest Articles

الإعلام المحلي في حوار مع الرئيس إسياس أفورقي

ቃለ-መጠይቕ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

السفارة والجالية السودانية تحتفل بالذكرى الــ 70 لإستقلال السودان