May 2, 2020

ንቕሓትን ብዝወጹ መምርሒታት ምምእዛዝን
ዜጋታት፡ ቫይረስ ኮሮና ንምምካት ሓጊዙ’ዩ

መሓመድ ኑር ያሕያ
ካብ መጀመርታ ሚኒስትሪ ጥዕና ንሕማም ኮሮና ኣመልኪቱ ዘውጽኦ መምርሂታትን ምኽሪታትን ህዝቢ ጥዕና ዜጋታትን ድሕነት ሃገርን ንምሕላው፡ በቲ ዝወጽእ ዝነበረን ዝቅጽል ዘሎን መምርሒታት ክሳብ ክንደይ ከም ዝተማእዘዘ ተዓዚብና ኢና።ከም ውጽኢቱ ኸኣ ኣብ ምክልኻል ተመሓላለፍቲ ሕማማትን ድሕነት ሃገር ኣብ ምውሓስን ዘሎ ንቕሓት ዜጋታት፡ ኣብ ሃገርና መጠን መልከፍቲ በዚ ሕማም’ዚ ብደረጃ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ይኹን መላእ ኣፍሪቃ ክነጻጸር ከሎ ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ይርከብ። ከምኡውን ኣብ ውሽጢን ኣብ ወጻኢን ዝነብሩ ኤርትራውያን ሕማም ኮሮና ንምምካት ብናጻ ድሌቶም ማዕከን ምክልኻል ለበዳ ሕማም ኮሮና ኣብ ምስሳን ተጓዪዮም። በዚ መዳይ’ዚ ኤርትራውያን ዘበርከትዎ ወፈያታት ድማ ልዕሊ ትጽቢትን ግምትን ኮይኑ። ገና ድማ እዚ ወፈያታት’ዚ እቲ ለበዳ ፈጺሙ ክሳብ ዝጠፍእ ይቅጽል ኣሎ። ኤርትራውያን ድሕነት ሃገርን

download

Latest Articles

Briefing by M. Osman Saleh, Minister of Foreign Affairs,...

Ethiopia is not being ‘dragged into war’

ንዓቕሊ ጽበት ሰልፊ ብልጽግና...