December 14, 2025

ኤርትራ፡ ኣብ በይነ-መንግስታዊ ብዓል መዚ
ንልምዓት ‘ኢጋድ’ ዝነበራ ኣባልነት ስሒባ

ኤርትራ፡ ካብ ኣባልነት በይነ-መንግስታዊ ብዓል መዚ ንልምዓት ማለት ‘ኢጋድ’ ምውጻኣ፡ ንዋና ጸሓፊ ኢጋድ ብወግዒ ከምዝሓበረት፡ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣብ ዘውጸኦ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣፍሊጡ። ውሳነ መንግስቲ ኤርትራ፡ ካብዞም ዝስዕቡ ምኽንያታት ዝነቐለ’ዩ። ከምዝፍለጥ ኤርትራ፡ ብ1993 ኣብ ዳግመ-ሕውየት ኢጋድ ልዑል ኣበርክቶ ከምዝነበራ፡ ጸኒሓ’ውን ምስ ካልኦት ኣባል ሃገራት ብምትሕብባር፡ ኢጋድ ንምዕዛዝ ዞባዊ ሰላምን ርግኣትን ከም ቀንዲ መሳለጢ ኰይኑ ንኸገልግል ብኣኡ ኣቢልካ ድማ ተጨባጢ ዞባውን ቊጠባውን ውህደት ንምፍጣር – ንምሕዳሱ ከምኡ’ውን ምርግጋጽ ኣድማዕነቱን ከምዝዓየየት ኣዘኻኺሩ።

download

Latest Articles

Massawa’s Maritime Marvels: a Guide to the Islands’...

MoA Newsletter March 2026

Statement by Minister Osman Saleh at the Geneva...