August 3, 2023

ዑደት ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ
ኣብ ፈደረሽን ሩስያ

ነስረዲን ዓብዱራሕማን
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ካብ 30 ግንቦት ክሳብ 3 ሰነ 2023 ኣብ ሩስያ ወግዓዊ ምብጻሕ ምፍጻሙ ዝፍለጥ እዩ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ “ሰላም፡ ጸጥታን ልምዓትን” ብዝብል ቴማ ካብ 27 ክሳብ 28 ሓምለ ኣብ ዝተኻየደ ካልኣይ ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃን ሩስያን ንኽሳተፍ ፕረዚደንት ፑቲን ብዝገበረሉ ወግዓዊ ዕድመ መሰረት’ዩ ናብ ሩስያ ተበጊሱ። ረቡዕ 26 ሓምለ ሰዓት 7 ንግሆ ካብ ኣስመራ ነቒሉ ድማ፡ ድሕሪ ናይ 8 ሰዓታት በረራ፡ ሰዓት 3፡00 ድሕሪ-ቐትሪ፡ ኣብ’ታ ካልኣይቲ ዝዓበየት ከተማ ሩስያ ዝኾነት፡ 2ይ ዋዕላ ሩስያን ኣፍሪቃን ዘአንገደት ከተማ ሰይንት-ፒተርስበርግ ኣትዩ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ’ውን ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሓቢሩ ተጓዒዙ። ቀዳማይ ዋዕላ ሩስያ-ኣፍሪቃ ካብ 23 ክሳብ 24 ጥቅምቲ 2019 ኣብ ከተማ ሶቺ – ሩስያ ከምዝተኻየደ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ኣብ ሰይንት ፒተርስበርግ ዝተኻየደ

download

Latest Articles

Men’esey November 2025 Men’esey Magazine

طرح الموضوع مباشرة بدلاً من المراوغة…!!!

Statement by Ambassador Salih Omar Abdu at the 7th...