January 8, 2022

ዓለማዊ ግንባር ኣንጻር ዕብለላን ተጻብኦታትን

ኣብ’ቲ “ታሪኽ ኣብቂዑ እዩ” ዝብል፡ ንዲናሚክ ታሪኽ ሕብረተሰባት ዝጐሰየ ብድዕተኛ ቅማረ ተመርኲሱ ዝተቐርጸን ንኣጀንዳታትን ረብሓታትን ብኣመሪካ ዝምራሓ ሃገራት ምዕራብ ዘገልግል ዘይምዕሩይ ኣህጉራዊ ስርዓት፡ ንመትከላትን ዕላማታትን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብምድኻምን ንልዑላዊ ማዕርነት ሃገራት ኣብ ሓደጋ ብምእታውን፡ ንሰላምን ጸጥታን ዓለምና ኣብ ሓደጋ ኣውዲቕዎ ይርከብ። እዚ ምስ ምብራኽ ንቕሓት ህዝብታት ዝያዳ ዝቃላዕ ዘሎ ሜላታት ሃገራት ምዕራብ፡ ኣብ ባይቶ ጸጥታ ሓያል ምትፍናን ፈጢሩ ይርከብ። ኣብ’ዚ ዓመት’ዚ፡ እቶም ንፖለቲካውን ተግባራውን ውሱንነት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘግሃዱን ምንጪ ምትፍናናት ሓያሎ ሃገራት ኰይኖም ዘሎዉን ተኸታተልቲ ቅልውላዋት ጸጥታ፡ ኲናት ናጎርኖ-ካራባኽ፡ ግጭት ኢትዮጵያ፡ ዕልዋ ሚያንማር፡ ናይ ወርሒ ግንቦት ግጭት እስራኤልን ፍልስጤምን፡ ከምኡ’ውን ቍጽጽር ጣሊባን ንኣፍጋኒስታንን ካልኦትን፡ ገለ ካብቶም ዝጥቀሱ እዮም። ባይቶ ጸጥታ፡

download

Latest Articles

من معالم مصوع الاثرية ضريح الشيخ دربوش

ተዛራቢ ጽሉል እንተኾነ፡ ሰማዒ ክልብም ኣለዎ!

Statement by Foreign Minister Osman Saleh on UN Day