January 4, 2023

ዓበይቲ ፍጻሜታት 2022

ሊድያ ተኽለማርያ
ርክብ መራሕትን ኣምባሳደራትን ሃገራት ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሼኽ ማሕሙድ፡ ኣብ ሓምለን ሕዳርን፣ ፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ብ9ን 10ን ታሕሳስ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና – ዋንግ ዪ ድማ፡ ብ4ን 5ን ጥሪ ኣብ ኤርትራ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሞም። ፕረዚደንት ሓሰን ሼኽ ማሕሙድ፡ ካብ 9 ክሳብ 12 ሓምለ ከምኡ’ውን ካብ 10 ክሳብ 12 ሕዳር 2022 ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝጸንሓሉ፡ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ምምዕባል ክልተኣዊ ዝምድናን ሓባራዊ ኣገዳስነት ኣብ ዘለዎም ዞባዊ ጉዳያትን ዘትዮም። ፖለቲካዊ፡ ዲፕሎማስያዊ፡ ጸጥታዊ፡ ቁጠባዊ፡ ማሕበራውን ባህላውን ምትሕግጋዝ ኤርትራን ሶማልያን ንምድንፋዕ ድማ ተሰማሚዖም። ፕረዚደንት ሓሰን ሼኽ ማሕሙድ ኣብ ዑደቱ፡ ኣብ ዞባታት ደቡብን ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ዝሰላሰል ዘሎ መደባት ልምዓት ተዓዚቡ። ኣብ ኤርትራ ዝስልጥኑ ዘለዉ ሶማላውያን ፍሉያት ሓይልታት፡

download

Latest Articles

Ethiopia: Belligerent Agenda of Regional Destabilization

الأجندة الأثيوبية لزعزعة الاستقرار الإقليمي

تدمير جبهة نادو وتحرير مدينة أفعبت في 19 مارس 1988 ابعاد ودلالات...