February 12, 2026

ዝምድና ሱዳንን ኤርትራን
ክንዮ ጂኦግራፍ፡ ኣብ ሓባራዊ ዕድል ዝሰረተ ጽኑዕ ሽርክነት

ኦሳም ኣሕመድ ዓብደልባሪ
ኣምባሳደር ሪፓብሊክ ሱዳን ኣብ ኤርትራ

ኣብ  መንጎ  ሪፓብሊክ  ሱዳንን  ኤርትራን ዘሎ ክልተኣዊ ዝምድና፡ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዞባ ቀይሕ ባሕሪን ኣብነት ናይ ምዕቡል ቅዲ ክልተኣዊ ዝምድና እዩ። ዝምድና ክልተአን ሃገራት ኣብ ታሪኽ  ዓሚቚ መሰረት ዘለዎ ኮይኑ፡ ኣብ ኩሉ ማለት ኣብ ፖለቲካዊ፡  ጸጥታዊ፡ ቁጠባዊ፡ ማሕበራዊ  መዳያት  ሰፊሕ ምትእስሳር ዘለዎ እዩ። እዚ ድማ፡ ክልተአን ሃገራት ኣብ ሓባራዊ ምትእምማንን ሰናይ ጉርብትናን ንሓድሕዱ ዝተዋሰበ ረብሓታትን ሓበራዊ መጻኢ ዕድልን መሰረት ዝገበረ ስትራተጂያዊ ዝምድና ከም ዝህልወን ገይሩ ይርከብ።

download

Latest Articles

UNHCR Guidance Note on Eritrea Fact, Context, and the...

Massawa’s Maritime Marvels: a Guide to the Islands’...