April 9, 2022

ግሉጽ ዕላል መንእሰይ
ምስ ጸሓፊ ህግደፍ ብጻይ ኣልኣሚን መሓመድስዒድ

ብኣጋጣሚ 4ይ ሃገራዊ ፌስቲቫል መንእሰያትን ምምራቕ መበል 23 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎትን፡ መጽሔት መንእሰይ (ኣብ ናይ ሓምለ 2010 ቁ.27 ሕታማ) ምስ ክቡር ጸሓፊ ህግደፍ ብጻይ ኣልኣሚን መሓመድስዒድ ሰፊሕን ግሉጽን ዕላል ትውፊት ኣካይዳ ነይራ። መንእሰያት ካብ ተሞክሮ ብጻይ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ክንቀስሞ እንኽእል ትምህርቲ ዓብዪ ብምዃኑ፡ ነቲ ዕላል ከም ዘለዎ ንንባብ ቀሪብናዮ ኣሎና።

download

Latest Articles

Men’esey November 2025 Men’esey Magazine

طرح الموضوع مباشرة بدلاً من المراوغة…!!!

Statement by Ambassador Salih Omar Abdu at the 7th...