December 30, 2017

ግቡእ መአረምታ

ፊናንሳዊ ትውጊታት፡ ብሕጋዊ መገዲን ብባንካታትን ክፍጸም ከምዝግብኦ ባህርያዊን ብዓንተቦኡ እዉጅን እዩ። ኣብ ታሕሳስ 2015 ኣብ ዑደት ዝነበረ ወረቐታዊ ባጤራ ናቕፋ ብሓድሽ ኣብ ዝተተክኣሉ እዋን ድማ፡ ምቕያር ባጤራ፡ ዝጸንሐ ቁጠባዊ ሕቶታት ብምልኣት ንምፍታሕ ዘንቀደ፡ ብዙሕ መኣዝናትን ዕላማታትን ዘጣመረ መደብ ስለዝኾነ፡ ምስኡ ተኣሳሲሩ ሕጋዊ ኣሰራርሓን መምርሒታትን ጽኑዕ ምክትታል ክግበረሉ ምዃኑ ብዝምልከቶም ኣካላት መንግስቲ ሓበሬታን ዝርዝር መብርሂን ከምዝተዋህበ ኣይርሳዕን።

Latest Articles

Promoting Social Justice in Eritrea: The Role of an...

Director General of the National Museum, Dr.Yosief...

President Isaias Afwerki’s Interview With Local Media...