November 11, 2024

መጅልስ አምን ወለዛልም ቀራራቱ ድድ ኤረትርየ
(29ይ ክፈል)

እብ ዶ/ር አሕመድ ሐሰን ድሕሊ
ተርጀመት፡ መሐመድ እድሪስ መሐመድ
ሳልሳይ ምዕራፍ
ካልኣይ፦ ተቅሪር 11 ኦጎስት 2004 አቶብየ መኔዕ ስለሕ ዲብ ሶማል ክምሰል ኢኬደት ምንመ ሸርሐት፡ መራቅባይ ሐሽም ላኪን ምነ ትፈናተ ዔማት መናቢት ሐርብ፡ ናይ መንጠቀት ተናዚም ወአንፋር መደንያይ መጅተመዕ ሶማል እበ ረከበየ ሐብሬ፡ ሕኩመት አቶብየ እግል መናቢት ሐርብ ስለሕ ከፊፍ ወርሳስ ክምሰል ሰዴት አከደት። (ጦግ ዕልብ 133, 134, 135. 136 ግነሕ)135
ሳልሳይ -ተቅሪር 4 ማዮ 2006 -አቶብየ እግል መትዐዳይት ፈደራልያይት

download

Latest Articles

تسوية الصراع في السودان: موقف إرتريا المدروس والثابت

ኤርትራ ኣብ ምፍታሕ ግጭት ሱዳን ሒዛቶ ዝጸንሐትን...

Men’esey September 2026