March 7, 2025

ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ
ብምኽንያት ዝኽሪ 50 ዓመት – ህልቂት ኣስመራ
(2ይ ክፋል)

ሓዳስ ኤርትራ
ግፍዒታት ገዛእቲ ኢትዮጵያ ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልሲ
ኣብ መፋርቕ 20 ክፍለ-ዘመን፡ ሃገራት ኣፍሪቃ ካብ መግዛእቲ ኣብ ዝላቐቓሉ ዝነበራ መድረኽ፡ ንጂኦ-ፖለቲካዊ ረብሓታት ኣመሪካን መሓዙታን ተባሂሉ፡ እታ ግዝኣት ጣልያን ዝነበረት ከም ውጽኢቱ ዝሓሸ ቁጠባዊን ባህላዊን ዕብየት ዝነበራ ኤርትራ፡ ብስም ፈደረሽን ምስታ ብብዙሕ መዳያት ካብኣ ዝደሓረት ብንጉሳዊ ስርዓት እትመሓደር መስፍናዊት ኢትዮጵያ ክትቊረን’ዩ ተፈሪዱዋ። ፈደረሽን፡ ጠለብ ህዝቢ ኤርትራ ኣይነበረን። ድሌት ዝበዝሕ ህዝቢ ኤርትራ ናጽነት እዩ ዝነበረ። “ኤርትራ እጀታይ’ያ” ክብል ናብ ሕቡራት ሃገራት ጠለብ ዘቕረበ ሃጸይ ሃይለስላሰ ናይ ኢትዮጵያ እውን፡ ድሌቱ ቀጥታዊ ምጽንባር ኤርትራ ምስ

download

Latest Articles

الإعلام المحلي في حوار مع الرئيس إسياس أفورقي

ቃለ-መጠይቕ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

السفارة والجالية السودانية تحتفل بالذكرى الــ 70 لإستقلال السودان