March 1, 2023

ኣብ መንጎ ህዝብታት ባእሲ የለን!

ለባም ሓታቲ፡ ህዝቢ ትግራይ ምስ ጎረቤቱ ህዝቢ ኤርትራ ይኹን ምስ ኣሕዋቱ ኢትዮጵያውያን እንታይ የጋጭዎ? ኢሉ ምስ ዝምርምር፡ ንህዝቢ ዝውክል ቅንጣብ ምኽንያት ኣይርከብን። ካልኣይ ክፋል ቃለ-መጠይቕ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ነቲ ጠንቂ ግርም ገይሩ’ዩ ኣነጺሩዎ። ኣብዘን ሰለስተ ነጥብታት ክጽሞቚ ይከኣል።

1) ንህዝቢ ትግራይ ኣብ መንቀራቕሮ ዘእተዎ ጸገም፡ ማለሊት ነበር፡ ንጸቢብ ጉጅለኣዊ ዕላማ ዝሃንደሰቶ ክፋፋሊን በለጻዊን ፖለቲካ፡ ነዚ ዕላማ’ዚ ከገልግል ዝሓንጠጠቶ ዘይክውንነታዊ ሕገ-መንግስቲ’ዩ። ነዚ ሕርያ’ዚ፡ ብግዳማዊ ደገፍ ንምዕዋት፡ “ምስ ውሽማ ኣደኻ ተመሳሲልካ ሕደር” ብዝብል ፈሊጥ ምስ ሓያላን ዝተፈጥረ ዝምድና ድማ፡ ነቲ ስርዓት ከዳሚ ናይ ደገ ኣጀንዳታት ገይሩ፡ ንኢትዮጵያ ናጻ ሕርያ ዘይብላ ተማእዛዚት ሃገር ቀይሩዋ።

2) ኣብ 1998 ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተሃቀነ ወራር፡ ንረብሓ ህዝቢ ትግራይ ወይ

download

Latest Articles

شكرا لشعب وحكومة ورئيس ارتريا بقلم: محمد عبد الله همت

Tour de France 2024

መጅልስ አምን ወለዛልም ቀራራቱ ድድ ኤረትርየ (12ይ...