May 15, 2020

ኤርትራ ሕምብርቲ ፍልሰትን ስልጣነታት

ደራሲን ተጋዳላይን ስዉእ መሓመድ ስዒድ ናውድ ቅድሚ ኣስታት ክልተ ዕቑዳት “ኤርትራ ንዘመናት ሕምብርቲ ናይቶም ካብ ምብራቕን ሰሜንን ዝመጹ ፍልሰት፡ ስልጣነታት፡ ባህሊታትን ሃይማኖታትን ነይራ፡” ዝብል መጽሓፍ ኣሕቲሙ ነይሩ። ነዚ ረቛሒታት’ዚ ጥጡሕ ባይታ ዝፈጠረ ከኣ እዚ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከብ ነዊሕ ገምገም ባሕራ’ዩ። ኣብ ባሕሪ ምውሳእን መራኽብ ጌርካ ናይ ባሕሪ ጉዑዞ ምክያድን ድማ፡ ኣፍ ደገ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ዘይረኸብኦ ምዕቡል መድረኽ እዩ። እዚ ግን ኤርትራ ካብ ነዊሕ ዘመናት ክትጥቀመሉ ዝጸንሐትን ኣብዚ ግዜ’ዚ እውን እትግልገለሉ ዘላን ዓቢ ጸጋ እዩ። ምኽንያቱ ኤርትራ ኣብ ምዕራባዊ ሸነኽ ቀይሕ ባሕሪ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ኪሎ ሜተር ዝንውሓቱ ገምገም ባሕሪ ስለዘለዋ። ሓደ ካብ’ቲ ቀንዲ ኤርትራ ዝሓለፈቶ ታሪኻዊ ፍጻሜታት ኸኣ ጥንታዊ ዓረባዊ ፍልሰት፡ ሃይማኖት ክርስትና ኣብ ዝኾነት ሃገር ኣፍሪቃ

download

Latest Articles

መልእኽቲ ህዝባዊ ግንባር ብኣጋጣሚ ባሕቲ መስከረም 2026

الفاتح من سبتمبر البدايات وادوبحا

الفاتح من سبتمبر 1961 وتحولت شرارة الكفاح المسلح الى بركان جامح ـ...