June 17, 2026

እስትራተጂያዊ ሽርክነት ኤርትራን ምስሪን

ብዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሰለስተ መዓልታት ዝወሰደ ወግዓዊ ዑደት ብ8 ሰነ 2026 ናብ ምስሪ ኣካዪዱ። እዚ ዑደት’ዚ ድሕሪ’ቲ ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳይ ምስሪ ዶ/ር በድር ዓብደልዓጢ ካብ ፕረዚደንት ምስሪ ዓብደልፈታሕ ኣሲሲ ዝተላእከ ወግዓዊ ናይ ዕድመ መልእኽቲ ሒዙ ብ16 ግንቦት 2026 ናብ ኣስመራ ዑደት ምክያዱ’ዩ ተፈጺሙ። ኣብዚ ከነዘኻኽሮ እንደሊ፡ ዝምድና ኣስመራን ካይሮን ኣብዚ መጨረሽታ እዋን ብኣዝዩ ቅልጡፍ ናህሪ ይምዕብልን ይዓሙቊን ምህላዉ እዩ። ናይዚ ኣብነት ከኣ ኣብ መንጐ ክልቲአን ሃገራት ብደረጃ ላዕለዎት ሰበስልጣን ብዙሕ ተለዋዋጢ ዑደታት ይካየድ ምህላዉ እዩ።

download

Latest Articles

“Eritreans are not only patriotic, but they are also...

Hajayat Mendal: A Cultural Powerhouse and Inspiration...

Briefing by M. Osman Saleh, Minister of Foreign Affairs,...