April 18, 2025

ገበናት ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ
ብምኽንያት ዝኽሪ 50 ዓመት – ህልቂት ኣስመራ
(8ይ ክፋል)

ታሪኽ ግፍዒታት ገዛእቲ ምዝካር ዘድልየሉ ምኽንያት፡ ኣብ ሕሉፍ ንምንባር ወይ ቂምን ጽልኢን ንምቚጻር ዘይኮነ፡ ካብኡ ትምህርቲ ብምቕሳም፡ ኣሉታዊ ታሪኽ ከይድገም ንቕሓት ንምፍጣር እዩ። ብኣጋጣሚ ዝኽሪ 50 ዓመት ህልቂት ኣስመራን ከባቢኣን፡ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፡ ህልዊን መጻኢን ወለዶታት ኤርትራ ጥራይ ዘይኮነ ኢትዮጵያውያን እውን ክፈልጥዎ ዝግባእ፡ ብስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝተፈጸመ ግፍዒን ገበንን ብጽምቚ ዝበለ ንኣንበብታ ተቕርብ። እዚ ጽሑፍ’ዚ፡ ብኣሕተምቲ ሕድሪ እተሰናድአት መጽሓፍ “ግፍዒ፡ ዛንታታት ተሞኩሮ ገድሊ ቅጺ-8” ኣብ መእተዊ ኣስፊራቶ ዘላ ኮይኑ ንኣሽቱ ለውጢታት ተገይርሉ ከምዘሎ ንሕብር።

download

Latest Articles

Men’esey November 2025 Men’esey Magazine

طرح الموضوع مباشرة بدلاً من المراوغة…!!!

Statement by Ambassador Salih Omar Abdu at the 7th...