October 5, 2024

ጋዜጣዊ መግለጺ

ንድየት ዝደረኾ ጭንቀት ንድየት ብዝደረኾ ጭንቀት፡ ንምንቛትን ቅልውላዋት ንምጽሕታርን፡ ኣመሪካዊ ሰኔተር ክሪስ ኩንስ፡ ኣምሳሉን ከደምቶምን፡ ኣብ’ቲ ንክልተ ዓመት ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ኲናት፡ ኤርትራ “ጃምላዊ ግፍዒታት ፈጺማ” ዝብል ምህዞ ከምዝፈሓሱን ከምዘጋውሑን ዝዝከር እዩ። በዚ፡ ሓሶት ብምድግጋም ሓቂ ከምስሉ ዝገብርዎ ናይ ህድማ ንቕድሚት ጸፋዕፋዕ፡ ኣብ ዘይመኣድና ክንዕደም ስለዘይደለና ትም ስለዝበልና፡ ከየጋልቡ – ሕነኹ ንብሎም።
ሚኒስትሪ ዜና
ኣስመራ 2 ጥቅምቲ 2024

Latest Articles

الفاتح من سبتمبر 1961 وتحولت شرارة الكفاح المسلح الى بركان جامح ـ...

Hamid Idris Awate, the legend

ዜና ሓሶት ብዛዕባ መርከብ ሽኵሹኳ ኤምባሲ ሃገረ...