March 25, 2024

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ
ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ
ዝኽሪ 30 ዓመት ረፈረንዱም ኤርትራ
IV

ሰለሙን በርሀ
ቅድሚ 30 ዓመታት፡ ካብ 23-25 ሚያዝያ 1993 ዝነበረ መዓልታት፡ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢን ወጻኢን፡ ነቲ መሪር ቃልሲ ኣሕሊፉ፡ ረዚን መስዋእቲ ከፊሉ፡ ብኣንጸባራቒ ወተሃደራዊ ዓወት ዘረጋገጾ ዘይግሃስ ሰብኣዊን ሃገራዊን መሰሉ፡ ኣብ ቅድሚ ኣህጉራውያን ተዓዘብቲ፡ ረፈረንዱም ብምክያድ፡ ብ99.8% ድምጺ ሕጋውነቱ ደጊሙ ዝዀልዓሉ ናጽነቱን ልኡላውነቱን ከም ህዝቢን ሃገርን ብዕሊ ዘረጋገጸሉ፡ ፍስሃ ወ ሰላም ዝዓሰሎ ታሪኻዊ ቅንያት እዩ ነይሩ። ናጽነት ኤርትራ፡ ብዘይፍትሓዊ ውሳነ ብዓሎቕ ንምጉዕጻጹ ተፈቲኑ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብመሪሕነት ውድብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ፡ ተቓሊሱ ረዚን መስዋእቲ ከፊሉ ናብ ልክዕ መስመሩ ዝመልሶ ብምዃኑ፡ ብዘይ ረፈረንዱም እውን ሕጋዊ’ዩ።ረፈረንዱም ከኣ፡ ነቲ መሪሕ ውድብ ህዝባዊ ግንባር

download

Latest Articles

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

Statement by Ambassador Sophia Tesfamariam Permanent...

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie