March 30, 2024

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ
ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ
ዝኽሪ 30 ዓመት ረፈረንዱም ኤርትራ
V

ሰለሙን በርሀ
ቅድሚ 30 ዓመታት፡ ካብ 23-25 ሚያዝያ 1993 ዝነበረ መዓልታት፡ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢን ወጻኢን፡ ነቲ መሪር ቃልሲ ኣሕሊፉ፡ ረዚን መስዋእቲ ከፊሉ፡ ብኣንጸባራቒ ወተሃደራዊ ዓወት ዘረጋገጾ ዘይግሃስ ሰብኣዊን ሃገራዊን መሰሉ፡ ኣብ ቅድሚ ኣህጉራውያን ተዓዘብቲ፡ ረፈረንዱም ብምክያድ፡ ብ99.8% ድምጺ ሕጋውነቱ ደጊሙ ዝዀልዓሉ ናጽነቱን ልኡላውነቱን ከም ህዝቢን ሃገርን ብዕሊ ዘረጋገጸሉ፡ ፍስሃ ወ ሰላም ዝዓሰሎ ታሪኻዊ ቅንያት እዩ ነይሩ። ናጽነት ኤርትራ፡ ብዘይፍትሓዊ ውሳነ ብዓሎቕ ንምጉዕጻጹ ተፈቲኑ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብመሪሕ ውድብ ህ.
.፡ ተቓሊሱ፡ ረዚን መስዋእቲ ከፊሉ ናብ ልክዕ መስመሩ ዝመለሶ ብምዃኑ፡ ብዘይ ረፈረንዱም እውን ሕጋዊ’ዩ።

download

Latest Articles

ዘተ ሚሸል ኮሎን ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

تصريح اعلامي إثيوبيا تبحث عن ذرائع لشن الحرب وتتظاهر بالعدالة

Press Release – Ethiopia: Floating False Flags to...