April 20, 2024

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ
ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ
ዝኽሪ 30 ዓመት ረፈረንዱም ኤርትራ
VIII

ሰለሙን በርሀ
እዚ ጽሑፍ’ዚ ብኣጋጣሚ 13 ሚያዝያ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ 30 ዓመት ረፈረንዱም ኤርትራ (ብይን ኮምሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን) ከምኡ’ውን መበል 29 ዓመት ረፈረንዱም ኤርትራ (23-25 ሚያዝያ) ዝተዳለወ ኮይኑ፡ ኣብ ዝሓለፈ ክፋል፡ ኮምሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ እቲ ጽላሉ ዝኾነ ባይቶ ጸጥታ ስለዝጠለሞ፡ ኣብ ትሕቲ ኣዝዩ ኣጸጋሚ ኩነታት ስርሑ የሰላስል ምንባሩ፣ ምስ ኩሉ’ቲ ካብ ሕጋዊ ሓዲድ ከንደልህጽ ዝተገብረሉ ጸቕጢን ልምሰት ባይቶ ጸጥታን ግን፡ እቲ ኮምሽን ኣብ ሕዳር 2007 ብማንዛዊ ኣገባብ፡ ነቲ ዶብ ብምምልካት ስርሑ ብዓወት ከምዝዛዘመ ተመልኪትና። “ክቐትሉኻ ክብሉ ይቐልቱኻ” ከምዝበሃል ከኣ፡ ኮምሽን ዶብ፡ ነቲ ዘጋጠሞ ዕንቅፋት ንምስጋር ብዘርኣዮ ጻዕርን ምብልሓትን፡ ኣብ መወዳእታ፡ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ዝኾነ ኩርናዕ ዓለምና ካብ ዝርከብ ዶባት፡ እቲ ኣዝዩ ዝነጸረ፡ ደቂቕ

download

Latest Articles

Ethiopia: Belligerent Agenda of Regional Destabilization

الأجندة الأثيوبية لزعزعة الاستقرار الإقليمي

تدمير جبهة نادو وتحرير مدينة أفعبت في 19 مارس 1988 ابعاد ودلالات...