October 11, 2025

መርገጺ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ
ኣፍ-ደገ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት

ብመሰረት ናይ 1900፡ 1902ን 1908ን ውዕላት፡ ዝጸደቀ ሕጋውን ኣህጉራውን ካርታ ኮምሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን

ብዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ
ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ኤርትራ፣ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ኣብ’ቲ ኣብ ክሊ መበል 80 ዓመት ስሩዕ ኣኼባ ሓፈሻዊ ባይቶ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ብ26 መስከረም 2025 ኣብ ኒውዮርክ ዝተቓንዐ መበል 24 ኣኼባ ሚኒስተራት ጒዳያት ወጻኢ ኣፍ-ደገ ባሕሪ ዘይብለን ዘይማዕበላ ሃገራት፣ ኣብ ዘስመዖ መደረ፡ ኤርትራ ትብገሰሉ መትከላትን እትምርኰሰሉ መሰረትን ኣብ መንጎ ኣብ ምምዕል ዝርከባ ሃገራት ዝግበር ስልታዊ ዘይኮነስ ስትራተጅያዊ ምትሕግጋዝ ንምርግጋጽ እትኽተሎ ዕላማታትን ኣነጺሩ። ሚኒስተር ዑስማን ከም ዝገለጾ፣ ሓንቲ ሃገር ንበይና ተነጺላ በዓልቲ ጸጋ ክትከውን ከም ዘይትኽእል ብሩህ’ዩ። ምትሕግጋዝ ንምርጫ ጥራይ ዝቐርብ ዘይኮነ ኣድላዪ እውን’ዩ።

download

Latest Articles

መርገጺ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኣፍ-ደገ ባሕሪ ዘይብለን...

ርእሰ ዓንቀጽ ዓይኒ ሕንከት ዘይብሉ ስልበጣ

رئيس الوزراء السوداني الدكتور/ كامل إدريس