November 2, 2024

መጅልስ አምን ወለዛልም ቀራራቱ ድድ ኤረትርየ
(28ይ ክፈል)

እብ ዶ/ር አሕመድ ሐሰን ድሕሊ
ተርጀመት፡ መሐመድ እድሪስ መሐመድ
ሳልሳይ ምዕራፍ
1. ሕኩመት አቶብየ፡ ሐደስ 11 ሰብተምበር 2001 እግል አንተሀዞት እብ ገበይ ዐስከርያይ ውሕዳተ፡ ዲብ ሶማል እግለ ህለው “መርዕደት ላቶም ጀሃት” ዲብ ትብል እብ ትሉሉይ ሕዱድ መዳይን ወደገጊት ሶማል ኬደት። ክምሰለ ልትአመር፡ ርኢስ መትዐደይት ሕኩመት ሶማል ለዐለ ዐብደልቃስም ሰላድ ሐሰን ዲብ ሶማል እበአማን እርሃብ ህለ ምንገብእ፡ እግል ልጋብሁ ዱሉይ ክምቱ እኩድ ዐለ። ምናተ ሕኩመት አቶብየ እግለ መትዐደይት ሕኩመት ሶማል እግል ክሎም መትቃውመት ሶማልዪን ጀሃት ዲብ ዎሮ ወጠንያይ ስያስያይ ከጥ እግል ከምከሞት ትወድዩ

download

Latest Articles

من معالم مصوع الاثرية ضريح الشيخ دربوش

ተዛራቢ ጽሉል እንተኾነ፡ ሰማዒ ክልብም ኣለዎ!

Statement by Foreign Minister Osman Saleh on UN Day