July 24, 2023

ምምስራት ግንባር ናቕፋ ናቕፋ፡ ማእከል
ስሕበት ሓርነታዊ ቃልሲ
(5ይ ክፋል)

ሰሎሙን በርሀ
ኣብ ዝሓለፈ ክፋል ናይዚ ጽሑፍ፡ ድሕሪ ናይ ሽዱሽተ ወርሒ ከበባ ናቕፋ ብ22 መጋቢት 1977 ብዝተኻየደ ደምሳሲ መጥቃዕቲ ሓራ ከምዝወጸት ገሊጽና ነይርና። ኣብ ናቕፋ ናይ መወዳእታ ውግእ ኣብ ዝካየደሉ ዝነበረ መዓልቲ ናቕፋ ኣብ ምሉእ ብምሉእ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ህዝባዊ ሰራዊት ኣትያ ሓራ ዝወጸትሉ ዕለትን ካብቲ ኣብ ኣስመራ ዝነበረ እዚ (መምርያ) 2ይ ክፍለ-ጦር ናብ ሓይልታት ምድሪ (ምድር ጦር ሃይሎች) ዝተመሓላለፈ ቴለግራም ከምዚ ይብል ነበረ፦ ቴለግራም 21/03/1977 “ካብ 12/03/1977 ሰዓት 10፡00 ጀሚሩ ምስ መምርያ ክፍለጦር ርክብ ኣቋሪጹ ዝነበረ መበል 15 ሻለቃ ጦር፡ ካብ ዕለት 21/03/1977 ሰዓት 07፡45 ጀሚሩ ርክብ መስሪቱ ኣሎ። ኣብ’ዚ ዕለት’ዚ ካብ ሰዓት 10፡00 ጀሚሩ ምስ ወንበዴታት (ተጋደልቲ) ኣብ ከቢድ ውግእ ከምዝርከብ ሓቢሩ ኣሎ። ኣብቲ ውግእ ወንበዴታት ካብ መዓስከር ናይቲ ጦር ብወገን ምዕራብ ኣብ ርሕቀት 300 ሜትሮ ዝርከብ ክልተ ናይ ሓለዋ ቦታታት

download

Latest Articles

Keynote Address of Minister Fawzia Hashim at the...

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

Statement by Ambassador Sophia Tesfamariam Permanent...