September 11, 2026

ረፈረንደም ኤርትራን ጥምዘዛ ታሪኽ ልሂቃን ኢትዮጵያን

ብሰረበ እስቲፋኖስ
እዚ መጽናዕታዊ ጽሑፍ’ዚ፡ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ተሓቲሙ ዝወጸ ኮይኑ፣ ኣብቲ ጽሑፍ ቀሪቡ ዘሎ ሓበሬታን ኣሃዛዊ ጭብጢታትን ዕዙዝ ኣገዳስነቱ ኣብ ግምት ብምእታው፣ ብምኽንያት መበል 33 ዓመት ዝኽሪ ረፈረንዱም ደጊሙ ዝቐርብ ዘሎ ምዃኑ ንኣንበብትና ንሕብር። ኣብ ዝሓለፈ መዋእል፡ ስርዓታት ኢትዮጵያ፡ ታሪኽ እናጠምዘዙን ልቢ ወለድ ታሪኽ እናፈጠሩን፡ ንህዝቢ ኤርትራ ሃገር ኣልቦ ክገብሩዎ፡ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ኣታሊሎም ናብ መጋርያ ኲናት ክጠብስዎ ብዙሕ’ዮም ሃሊኾም። እዚ ጥምዘዛ ታሪኽን ናይ ሓሶት ድርሳናትን ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ እውን ኣየብቅዐን። ነቲ ኤርትራዊ ናጻ ህዝብን ሃገርን ከምዝነበረን ከምዝዀነን ብቓልሱን መስዋእቱን….

download

Latest Articles

Statement delivered by Minister Osman Saleh Mohammed

Eritrean delegation participating in United Nations...

Keynote remarks by Minister Osman Saleh at the State of...