October 15, 2024

ስሉሳዊ ርክብ መራሕቲ
ኤርትራ፡ ግብጽን ሶማልን
ሓባራዊ መግለጺ

1. ክቡር ፕረዚደንት ሃገረ ኤርትራ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንፕረዚደንት ሪፓብሊክ ግብጺ ክቡር ዓብዱልፋታሕ ኣልሲሲን ፕረዚደንት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማል ክቡር ሓሰን ሼኽ ማሕሙድን ብዝገበሮ ዕድመ መሰረት፡ ሰለስተና መራሕቲ ኣብ ኣስመራ – ርእሰ ከተማ ኤርትራ ተራኺብና፡ ኣብ ውሽጢ ርቡጽ ዓለማውን ዞባውን ምዕባለታት፡ ዓሚቚን ሰፊሕን ስሉሳዊ ምምኽኻር ኣካዪድና።

download

Latest Articles

Promoting Social Justice in Eritrea: The Role of an...

Director General of the National Museum, Dr.Yosief...

President Isaias Afwerki’s Interview With Local Media...