July 3, 2023

ቅያ ስጡም መስርዕ!
ናቕፋ፡ ማእከል ስሕበት ሓርነታዊ ቃልሲ
(2ይ ክፋል)

ሰሎሙን በርሀ
ዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ትርጉም ናይቲ ካብ ናቕፋ ተበጊሱ ኣብ ኩሉ ዞባታት ዑደት ኣብ ምክያድ ዝርከብ ‘ህያብ ናጽነት’ ንምጉላሕ፡ “ቅያ ስጡም መስርዕ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ነቲ ተተሪኹ ዘይውዳእ ብመስተንክር ጅግንነትን ተወፋይነትን ዝተሰግረ ቅያ ሓርነታዊ ተጋድሎና ዘዘኻኽር ተኸታታሊ ጽሑፍ ሒዛትልኩም ቀሪባ ኣላ። እዚ ጽሑፍ’ዚ ኣብ “ዛንታታት ተሞኩሮ ገድሊ፣ ቅጺ 7 ናቕፋ” ከም መእተዊ ቀሪቡ ዘሎ ኮይኑ ቅሩብ መወሰኽታን ምትዕርራይን ተገይርሉ ኣሎ። ካብ ናቕፋ ናብ ከባቢ ኣስመራ፡ ካብ ከባቢ ኣስመራ ናብ ናቕፋ፡ እንደገና ካብ ናቕፋ ናብ ኣስመራ ዝነበረ ጉዕዞ ሓርነታዊ ቃልሲ፡ ብወተሃደራዊ መዳዩ ዝትርኽ ድማ እዩ። ኣመዓባብላን ኣቋውማን ኣሃዱታት ህዝባዊ ሓይልታት ህዝቢ ኤርትራ፡ ሕልሚ ገዛእቲ ኢትዮጵያ ንምርዋይን ጂኦ-ፖለቲካዊ ረብሓታት ርእሰ ሓያል ኣመሪካ ንምሕላውን ተባሂሉ፡ ብውዲት ዝተመንዝዐ መሰል ርእሰ ውሳነኡ ንምምላስ፡ ንሃገራዊ ናጽነቱን ልኡላውነቱን ኣንጻር

download

Latest Articles

መጅልስ አምን ወለዛልም ቀራራቱ ድድ ኤረትርየ

መጅልስ አምን ወለዛልም ቀራራቱ ድድ ኤረትርየ

Keynote Address of Minister Fawzia Hashim at the...