August 28, 2023

ምምስራት ግንባር ናቕፋ
ማእከል ስሕበት ሓርነታዊ ቃልሲ
(10ይ ክፋል)

ሰሎሙን በርሀ
ኣብ ዝሓለፈ ክፋል ናይዚ ጽሑፍ’ዚ፡ መሪሕ ውድብ ህዝባዊ ግንባር፡ ነቲ ብደገፍ ሕብረት ሶቭየት ኣብ ወተሃደራዊ ሚዛን ሓይሊ ዝመጸ ዓቢ ለውጢ ብወድዓውነት ገምጊሙ፡ ደርግ ንዝሃነጾ ክሳብ ዓንቀሩ ዘመናዊ ኣጽዋር ዝዓጠቐ ገዚፍ ወራሪ ሰራዊት ኣብ ዝተናውሐ ኲናት ጸሚዱ ንምድኻሙን ንምስዓሩን፡ ኣብ መፋርቕ 1978 ውሳነ ስትራተጂያዊ ምዝላቕ ከምዝወሰደ፣ በቲ ውሳነ’ቲ ህዝባዊ ሰራዊት ካብ ዝሰፍሐ ሓራ ቦታታት ኤርትራ ቀስ ብቐስ እናስሓበ ሳሕል ብምብጻሕ ናይ መወዳእታ መከላኸሊ መስመሩ ከምዝሓዘ ርኢና። ኣብ ዕርዲታት ሳሕል ዝተፈነ ራብዓይን ሓሙሻይን ወራራት፡ ከምኡ’ውን ህዝባዊ ሰራዊት ንጸላኢ ኣጸቢቑ ንምድኻምን ኣጽዋሩ ንምምንዛዕን፡ ኣብ ታሕሳስ 1979ን ጥሪ 1980ን ኣብ ግንባር ናቕፋን ሰሜናዊ ምብራቕ ሳሕልን ዝወሰዶ ተበግሶ ጸረመጥቃዕቲ ተመልኪትና።

download

Latest Articles

Keynote Address of Minister Fawzia Hashim at the...

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

Statement by Ambassador Sophia Tesfamariam Permanent...