June 26, 2023

ቅያ ስጡም መስርዕ!
ናቕፋ፡ ማእከል ስሕበት ሓርነታዊ ቃልሲ
(1ይ ክፋል)

ሰሎሙን በርሀ
ሓዳስ ኤርትራ ግንቦት 2023
እዚ፡ ህያብ መኽሰብ ኣይኮነን ውልቃዊ መንነት ህያብ ፍትወት’ውን ኣይኮነን ገጸ-በረኸት ህያብ ታሪኽ’ዩ ህያብ መንነት ህያብ ግምጃ ሃገር ቅዱስ ፍጥረት ሓመድ ናይዛ መሬት ናይ ኩልና ክብረት! ካብታ ትእምርቲ ጽንዓት ህዝቢ ኤርትራን መዲና ሓርነታዊ ቃልሲናን ዝኾነት ናቕፋ ዝተበገሰ፡ ሕፍሶ ሓመድ ህያብ ናጽነት፡ ካብ ኩሉ ዞባታት (ታሪኻዊ ቦታታት) ሓመድ እናተወሰኾ፡ ን24 ግንቦት ናብ ኣስመራ ክበጽሕ መደብ ተታሒዙ ዑደት ይካየድ ኣሎ። ስለምንታይ ግን ሓመድ ተመሪጹ? ብኮምሽን ባህልን ስፖርትን ዝተዳለወ ሓጺር መግለጺ፡ ዕላማ ዑደት ህያብ ናጽነት ብኸምዚ ይገልጾ፦ “እቲ መበቆል ፍጥረትና ዝኾነ ሓመድ ሃገርና፡ ብዘራጊቶ ሓሳዳት ከይልዓል፣ ብውሕጅ ገዛእቲ ከይሽርሸር፣ ተባሕጒጉ ከይዕዘር፣ ቅምሶ ካብኡ’ውን እንተኾነት ዶብ ከይትሰግር፣ ንዘልኣለም ፍርያም ኮይኑ ክነብር፣ ወለዶታትና ብዂርዓትን ክብረትን ካብ ፍርያቱ ክዕንገሉ፡

download

Latest Articles

መጅልስ አምን ወለዛልም ቀራራቱ ድድ ኤረትርየ

መጅልስ አምን ወለዛልም ቀራራቱ ድድ ኤረትርየ

Keynote Address of Minister Fawzia Hashim at the...