August 9, 2025

ታሪኻዊ ንጥፈታት ትምህርቲ ኣብ ማርያ ጸላም

ገርግስ ፍቓድ ድራር
ከረን
ታሪኽና ንምድህሳስ፡ ንምስናድ ወይ ንምዝንታው በብእዋኑ ብዝተፈላለያ ኣሃዱታት ተወዲቡ ናብ ቦታታት ታሪኽን ገድልን ዑደት ይግበር። እዚ ድማ ክተባባዕ ዝግበኦ’ዩ። ሓደ ካብቲ ዑደታት፡ ኣብ ዝሓፈለ እዋናት ኣብ ግንባር ሓልሓልን ደጀን ናይቲ ግንባርን ዝነበረ ማርያ ጸላም ዝተገብረ ነይሩ። ጋዜጠኛ ገርጊስ ፍቓድ ድራር ድማ፡ ኣመሰራርታን ምዕባለን ትምህርቲ ኣብ ማርያ ጸላም ዝምልከት ጽሑፍ ናብ ዓምዲ “ካብ ታሪኽ ሰውራና” ሰዲዱልና ኣሎ። ንሎሚ ቀዳማይ ክፋሉ ናባኹም ነብሎ፥ ኣብ ሰውራ ብህ.
. ቀንዲ መበገሲ ትምህርቲ ዝነበረ “ሰብን መሬትን በብቝሩብ ሓራ ምግባር” ዝብል ተልእኾን ዕላማን ውድብ ንምትግባር እዩ

download

Latest Articles

Briefing by M. Osman Saleh, Minister of Foreign Affairs,...

Ethiopia is not being ‘dragged into war’

ንዓቕሊ ጽበት ሰልፊ ብልጽግና...