December 9, 2017

ትዕዝብትታት ኣብ ጸብጻብ “ተቖጻጻሪ ጉጅለ ሶማልን ኤርትራን”

4ይ ክፍል

ብዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ
መበገሲ ውሳነ ባይቶ ጸጥታ ቊ.1907 ድሕሪ ምርኣይና፡ ስትራተጂያዊ ዕላማ’ቲ ውሳነ፡ ንኤርትራ ምስግዳድን ምንብርካኽን ፖለቲካውን ቊጠባውን ተጽዕኖታት ከም እትቕበልን ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ቀይሕ ባሕሪን ከምቲ ገለ ሃገራት ዘገልግልኦ መሳርሒ ምምሕዳር ኣሜሪካ ከም እትኽውን ንምግባራን ስለዝነበረ፡ ታሪኻውን ፖለቲካውን ድሕረ ባይታ ናይ’ቲ ውሳነ ርኢና። ገለ ሃገራት ንኣሜሪካ ንምሕጓስ ንሃገራዊ፡ ዞባዊ፡ ክፍለ-ዓለማውን ኣህጉራውን ክብርታትን ቻርተር ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ብምግሃስ፡ ንጎረባብተን ክወራ ይርኣያ እየን። በዚ መዳይ‘ዚ ከኣ ዋሽንግተን ንስርዓት ኢትዮጵያ ከም ጽቡቕ መጋበርያ ስለእትቖጽሮ፡ ካልኦት ሃገራት ብሓይልን ብምስግዳድን ኣሰሩ ንኽስዕባ’ያ ትጽዕር። ብድሌተን ኢደን ምስ ዘይህባ’ውን ከም’ቲ ኣብ ዒራቕ፡ ኣፍጋኒስታንን ሶማልን ዝተራእየ፡ ብዓረርን ሓውን ካብ…

Latest Articles

الفاتح من سبتمبر 1961 وتحولت شرارة الكفاح المسلح الى بركان جامح ـ...

Hamid Idris Awate, the legend

ዜና ሓሶት ብዛዕባ መርከብ ሽኵሹኳ ኤምባሲ ሃገረ...