April 27, 2023

ዐሊ ኢብርሂም ወጀብሀት ነቅፈ
(2ይ ክፈል)

ዐብደልቃድር አሕመድ
ዐሊ ኢብሪሂም እት ረአስ ቃእድ ብርጌድ 51፡ ነፈር ቅያደት ናይለ ጀብሀትመ ሰበት ዐለ፡ አነ ህዬ ዲብ ናይ ዐይን ድራሳት ሰበት እሸቄ፡ ክልዶል ንትዋጀህ ዐልነ። ትምሳል ወሐረከት ዐሊ ኢብርሂም ምንኬን ሬክባይ ዕን ጋይም አርወሕ እንዴ ለብሰ እግል ዝክርያትቱ በርብሩ ክምሰል ዐለ ጌመምኮ። እዘንዬ ምስል ክሉ ስምዒት ገሮብዬ እንዴ ወጀሀኮ፡ እግለ ህጅኩ ዲብ እትረመጭ ታኬኩወ። ምስል ዐሊ እብ ሐቴ አተንፈስነ፡ ምስል ሐሰብነ ወምስል ገሜነ፡ ሰበት ቤሌኒ ሙናድል ዐሊ ዲብ ቀደም ዕንታቼ እንዴ ገብአ እብ ክሱስ ጀብሀት ነቅፈ ለሓኬ እዬ ለህለ መስለ እቼ። እብ ገበይ ሕካየት ሙናድል ጋይም ህዬ መዓላት ሙናድል ዐሊ አብርሂም ዲብ ጀብሀት ነቅፈ ታየንኩው። ጋይም፡ ሐርብ መራሕል ቡ፡ መራሕል መዳፈዐት፡ መራሕል መሳወየት (ጃልነት) ወመራሕል ህጁም። እግል ዐሊ ኢብርሂም ዲብ እሊ ሰለስ መራሕል እንዴ ሰቀቅኮቱ ለእርእዩ።

download

Latest Articles

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ንልክዕ መረዳእታ