November 25, 2017

ዓቢ ፖለቲካዊ ጸወታን ሻውዓይ ምዕራፍ ባይቶ ጸጥታን

2ይ ክፍል
መበገሲ፡ ትሕዝቶን ውሳኔ ባይቶ ጸጥታ ቁ.1907

ብዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ
ኣብዚ ክፋል’ዚ መርገጺ 15 ኣባላት ባይቶ ጸጥታ ቅድሚ ምርኣይና፡ መበገሲን ትሕዝቶን ድሕረ-ባይታን ውሳነ ቁጽሪ 1907 ብዝርዝር ክንትንትኖ ኢና።

ቀዳማይ፦ መበገሲ ውሳነ ቁ-1907
ኣብ’ቲ ውሳነ ተጠቒሱ ከም ዘሎ መበገሲ ውሳነ ባይቶ ጸጥታ ቁ. 1907፡

1. “ኤርትራ ኣብ ሶማል ንሰላምን ዕርቂን ንዝዘርጉን ንዞባ ንዝህውኹን ዕጡቓት ጉጅለታት ፖለቲካዊ፡ ፋይናንሳውን ሎጂስቲካውን ሓገዝ ትህብ ኣላ” ይብል።
2. “ኤርትራ ብመሰረት ቀዋሚ ወኪላ ኣብ ው.ሕ.ሃ ብ19 ግንቦት ናብ ኣቦ መንበር ባይቶ ጸጥታ ዝጸሓፎ መልእኽቲ፡ ነቲ “ንሼኽ ሸሪፍ ሼኽ ኣሕመድ ፕረዚደንት መሰጋገሪ ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ንኽኸውን ዝመረጸ ስምምዕ ጂቡቲ ነጺጋ” ይብል።|

Latest Articles

ንልክዕ መረዳእታ

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ሓጺር መብርሂ ብዛዕባ ዝምድና ኤርትራን ሩስያን