November 18, 2017

ዓቢ ፖለቲካዊ ጸወታን ሻውዓይ ምዕራፍ ባይቶ ጸጥታን
ባይቶ ጸጥታ ኣንጻር ኤርትራ ዘሕለፎ ውሳኔ ቁ.1907
መበገሲኡ፡ ድሕረ ባይታኡ፡ ትሕዝቶኡ፡ ጸገማቱን ዕምቈቱን

ብዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ
Part I

መእተዊ
ኣህጉራዊ ባይቶ ጸጥታ፡ ብ23 ታሕሳስ 2009 ብቁጽሪ 1907፡ ብ5 ታሕሳስ 2011 ብቁጽሪ 2023፡ ብ24 ሓምለ 2013 ድማ ብቁጽሪ 2111 ዝፍለጥ ዓማጽን ዘይፍትሓውን ውሳኔታት እገዳ ኣንጻር ኤርትራ ከም ዘሕለፈ ይፍለጥ። መበገሲ ናይቶም ዳሕረዎት ውሳኔታት እቲ ብቁጽሪ 1907 ዝፍለጥ ውሳኔ ስለዝኾነ ድማ፡ መጽናዕታዊ ጽሑፈይ ናብኡ ዘተኮረ ክኽውን እዩ።ኣህጉራዊ ባይቶ ጸጥታ ብ23 ታሕሳስ 2009 ኣብ ዘካየዶ መበል 6254 መጋባእያ፡ ንምዕራፍ 7 ቻርተር ው.ሕ.ሃ መሰረት ብምግባር ኣንጻር ኤርትራ…

Latest Articles

ንልክዕ መረዳእታ

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ሓጺር መብርሂ ብዛዕባ ዝምድና ኤርትራን ሩስያን