March 28, 2025

ገበናት ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ
ብምኽንያት ዝኽሪ 50 ዓመት ህልቂት ኣስመራ
(5ይ ክፋል)

ኣብ ዝሓለፈ ክፋል ናይዚ ጽሑፍ’ዚ ኣብ ቀዳማይ መድረኽ ግፍዒታት ጸላኢ (1967) ኣብ ብዙሓት ዓድታት ኣውራጃታት ባርካን ጋሽን፡ ሳሕል፡ ሰምሃር፡ ሰንሒትን ደብባዊ ኣከለጉዛይን ብዝተኻየደ ወፍሪ፡ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ዝተፈጸመ ጃምላዊ ቅትለት ተመልኪትና ነይርና። ጎኒ ጎኒ’ዚ ኣብ ርሑቕ ዓድታት ዝፍጸም ዝነበረ ጃምላዊ ህልቂት፡ ኣብ ከተማታት እውን፡ ‘ምስ ሰውራ ምትእስሳር ኣለዎም’ ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ሰባት ይእሰሩን ይቕተሉን ነበሩ። በዚ ድማ ኣብ ኩለን ከተማታት ምዕራባዊን ምብራቓዊን መታሕት፡ ከምኡ’ውን ኣብ ከረንን ኣስመራን፡ ስሩዓት ናይ ተ.ሓ.ኤ. ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ኣማኢት ሰባት ተኣስሩን ተቐትሉን። እቲ

download

Latest Articles

Ethiopia: Belligerent Agenda of Regional Destabilization

الأجندة الأثيوبية لزعزعة الاستقرار الإقليمي

تدمير جبهة نادو وتحرير مدينة أفعبت في 19 مارس 1988 ابعاد ودلالات...