May 10, 2025

ገበናት ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ
ብምኽንያት ዝኽሪ 50 ዓመት – ህልቂት ኣስመራ
(መበል 11 ክፋል)

ገበናት ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ብምኽንያት ዝኽሪ 50 ዓመት – ህልቂት ኣስመራ ምስጓግ ኤርትራውያን ካብ ምስጓግ ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ገለ ካብ ዓበይቲ ዕላማታት ንወያነ ብኣሸቀልቲ ዝተዋህቦ ወራር፡ ንመንግስቲ ኤርትራ ካብ ስልጣን ምእላይ፡ ቁጠባን ትሕተ-ቅርጺን ኣዕኒኻ ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ጸበባን ጥሜትን ኣወዲቕካ ሞራሉ ብምስባርን ብምርዓድን፡ ሓንቲ ብወኪል ወያነ እትመሓደር፡ ትርጉም ህላወ ዘይብላ ኤርትራ ክውን ምግባር እዩ ነይሩ። በዚ ድማ፡ ወያነ ኲናት ድሕሪ ምእዋጁ፡ ሰላማዊ ህዝቢ ምርዓድን ምንብርካኽን ንብረቱ ኣዕኒኻን ዘሚትካን ምድካዩን ምምሳኑን፣ ካብ መነባብሮኡ

download

Latest Articles

Statement by Foreign Minister Osman Saleh on UN Day

መቕድም ምእንቲ.ሃገር ካብ ናቕፋ ናብ ናቕፋ

ፖሊሲ ኤርትራ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን ደቡባዊ ቀይሕ...