July 14, 2018

ኤርትራ፣ ምድረ ባሕሪ
ናይ መወዳእታ ኽፋል
ስደት ንምዕራብ (1)

ብኣልኣሚን መሓመድ ሰዒድ

1- ምንጋስ ስራሕ ኣልቦነት ሳዕቤናቱን

መንግስቲ ኣስፍሃ ወልደሚካኤል ምቁጽጻሩ ካብ ዘረጋገጸሉ ሰዓት፣ ብዙሓት ፋብሪካ- ታትን ኣብያተ-ዕዮን ስርሓት ወደብ ባጽዕን ብፍላጥ ብምዕጻውን ምድስካሉን፣ ብዙሓት ዜጋታት ሰላምን ስራሕን ንምንዳይ ካብ ገጠራት ናብ ከተማታት ክውሕዙ ጅመሩ። ብተወሳኺ ንጥፈታት ጉጅለታት ሸፋቱ ብምዝያዱ፣ ዜጋታት ብዛዕባ ስድራቤታቶም፣ ህይወቶምን ንብረቶምን ክሰግኡ ብምጅማሮምን ከምኦም ዝኣመሰሉ ኣሉታውያን ተርእዮታት ብምግንፋሎምን ኩነታት ኤርትራ፣ ኣውራ ቁጠባዊ ኩነታትን መነባብሮን ህዝብን እናበኣሰ ክመጽእ ጀመረ፣፣ከም’ዚኦም ዝኣመሰሉ ተርእዮታት ብወገኖም ንኣዕሩኽ (ኢድሪስ፣ ሓጎስ ኣርዓዶምን ኢስማዒልን ዙቡይ ዑመሪትን) ስለ ዝጸለዉ፣ ከምሳዕቤኑ ኣብ ወደብ ባጽዕ ካብ ዝነበረ ስርሖም ስለ ዝተባረሩ፣ መንብሮ ክኸፍኦም ጀመረ፣፣ ኢድሪስ’ውን ድኳኑ ከትከት ስለዝበለ ዝገዝኡ ሰባት ስለ ዝተሳእኑ ካብ ኣዕሩኽቱ ዝሓሸ ኣይነበረን፣፣ ስለ ዝኾነ ቀንዲ ስራሕ ንብዙሕ…

Latest Articles

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

Statement by Ambassador Sophia Tesfamariam Permanent...

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie