May 4, 2019

መግለጺ ሃገራዊ ኮንፈደረሽን ሰራሕተኛታት ኤርትራ (ሃኮሰኤ)፡
ብኣጋጣሚ ባሕቲ ግንቦት
ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት – 2019

“ሞያዊ ብቕዓት፡ ኣብ ሓድሽ መድረኽ!”

ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት-2019፡ ኣብ ሃገርና ንመበል 28 ብደረጃ ኣህጉር ድማ ንመበል 129 ግዜኡይዝከር ኣሎ። በዚ ኣጋጣሚ፡ ንህዝቢ ኤርትራን ሓይልታት ምክልኻሉን ብፍላይ ከኣ ንኤርትራውያን ሰራሕተኛታት፡ እንቋዕ ኣብዚ ኣብቅዓና ንብል። ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፡ መዓልቲ ዝኽርን መብጽዓን እዩ። ሰራሕተኛታት፡ ማሕበራውን ቍጠባውን ብልጽግና ክጐናጸፉ ንዝሓለፍዎ መስገደል ብሓበን ክዝክሩ፡ ሰረቶም ኣብቲ ዘሐብን ታሪኾም ብምንጻፍ ድማ፡…

Latest Articles

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

Statement by Ambassador Sophia Tesfamariam Permanent...

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie