April 6, 2024

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ
ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ
ዝኽሪ 30 ዓመት ረፈረንዱም ኤርትራ
VI

ሰለሙን በርሀ
ብኣጋጣሚ ዝኽሪ 30 ዓመት ረፈረንዱም፡ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፡ ናብዚ ታሪኻዊ ዕለት ንምብጻሕ ዝተሓልፈ ታሪኽ ንምዝኽኻር፡ ካብ ኣመጻጽኣ ሃገርን ሃገራውነትን ኤርትራ ጀሚራ ክሳብ ናጽነት ህዝቢ ኤርትራ ዝሓለፎ መድረኻት ብሓጺር ድሕሪ ምግላጽ፡ ድሕሪ ናጽነት፡ ልኡላውነት ኤርትራ ንምቕልባስ ብዶብ ተሳቢቡ ናብ ዝተወልዐ ግጭት ብምስጋር፡ ክሳብ ቀዳማይ ወራር ወያነ ዝነበረ ኩነታትን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ነበርቲ ኢትዮጵያ ዝተፈጸመ ግፍዒን ናይ ምብራር ስጉምቲን ገሊጻ ነይራ። መቐጸልታኡ ይስዕብ፦ ዕንደራን ዘሕንኽ ስዕረትን ኣብ ለካቲት 1999፡ ወያነ ዝኣኽሎ ደገፍ ሰኒቑ “ተዳልየ ኣለኹ” ምስ በለ፡ ነቲ ብመንጎኝነት ምምሕዳር ኣመሪካ ተበጺሑ ዝነበረ ግዝያዊ ስምምዕ ምቁራጽ መጥቃዕቲ ኣየር ብምፍራስ፡ ካልኣይ መጠነ ሰፊሕ ወራር ኣበገሰ። እቲ

download

Latest Articles

الوضع الراهن ووجهة المستقبل المشرق

ሓተታ ህልው ኩነታትን ኣንፈት ብሩህ መጻእን

መጅልስ አምን ወለዛልም ቀራራቱ ድድ ኤረትርየ (3ይ...