December 25, 2024

ትንታነ ንውጽኢት ጐባኤ መራሕቲ ኣብ ኣስመራ፡
እስትራተጂያዊ ምትሕግጋዝ ኣብ መንጐ ኤርትራ፡ ምስሪን ሶማልን

ብዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ
ንውጽኢት ጉባኤ መራሕቲ ኤርትራ፡ ምስሪን ሶማልን ኣብ ኣስመራ ጂኦግራፊውያን ፖለቲካውን መልክዑ ንምትሓዝ፡ ቅድሚ ንትሕዝቶን መንፈስን ስሉሳዊ መግለጺን ኣብ ውሽጡ ሓቊፉዎ ዘሎ መልእኽቲን ናይ ትግባረ መካኒዝምን ምርኣይና፡ ኣቐዲምና ዝተቓንዓሉ ቦታን ስሉሳዊ ኣኼባ መራሕቲ ዝተኻየደሉ ግዜን ጂኦ-እስትራተጂያውን ጂኦ-ፖለቲካውን ኣገዳስነት ናይ ሰለስቲአን ሃገራትን ክንትንትን ኢና።
ቦታ፡- ኤርትራ
ስሉሳዊ ኣኼባ መራሕቲ ኤርትራ፡ ምስሪን ሶማልን ኣብ ኣስመራ ምክያዱ ብዙሕ ትርጉም ኣለዎ። ገለ ካብኡ ንምጥቓስ፦
1-ኤርትራ ካብ’ቲ ናጽነታ ካብ መግዛእቲ ኢትዮጵያን ተሓባበርቱን ዝመንዝዓትሉ 1991 ጀሚራ፡

download

Latest Articles

መርገጺ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኣፍ-ደገ ባሕሪ ዘይብለን...

ርእሰ ዓንቀጽ ዓይኒ ሕንከት ዘይብሉ ስልበጣ

رئيس الوزراء السوداني الدكتور/ كامل إدريس