February 22, 2025

ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ
ብምኽንያት ዝኽሪ 50 ዓመት – ህልቂት ኣስመራ
(1ይ ክፋል)

ሓዳስ ኤርትራ
ሕሉፍ ታሪኽ ምዝካር ዘድልየሉ ምኽንያት፡ ኣብ ሕሉፍ ንምንባር ወይ ቂምን ጽልኢን ንምትራፍ ዘይኮነ፡ ካብኡ ትምህርቲ ብምቕሳም፡ ኣሉታዊ ታሪኽ ከይድገም ንቕሓት ንምፍጣር እዩ። ብኣጋጣሚ ዝኽሪ 50 ዓመት ህልቂት ኣስመራን ከባቢኣን፡ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፡ ህልዊን መጻኢን ወለዶታት ኤርትራ ጥራይ ዘይኮነ ኢትዮጵያውያን እውን ክፈልጥዎ ዝግባእ፡ ብስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝተፈጸመ ግፍዒታት ብጽምቚ ዝበለ ንኣንበብታ ተቕርብ። እዚ ጽሑፍ’ዚ፡ ብኣሕተምቲ ሕድሪ እተሰናድአት መጽሓፍ “ግፍዒ፡ ዛንታታት ተሞኩሮ ገድሊ ቅጺ-8” ኣብ መእተዊ ዘስፈረቶ ብሰለሙን በርሀ እተዳለወ ጽሑፍ ኮይኑ፡ ንኣሽቱ ምትዕርራያት ተገይርሉ ከምዘሎ ንሕብር።

download

Latest Articles

Ethiopia: Belligerent Agenda of Regional Destabilization

الأجندة الأثيوبية لزعزعة الاستقرار الإقليمي

تدمير جبهة نادو وتحرير مدينة أفعبت في 19 مارس 1988 ابعاد ودلالات...