April 26, 2024

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ
ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ
ዝኽሪ 30 ዓመት ረፈረንዱም ኤርትራ
IXን ናይ መወዳእታን ክፋል

ሰለሙን በርሀ
ከምቲ ኣብ መእተዊ ናይዚ ጽሑፍ’ዚ ዝተገልጸ፡ እዛ ዝተፋነናያ ወርሒ ሚያዝያ፡ ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ብኽልተ ዓቢ ታሪኻዊ ፍጻመታት ትዝከር። በቲ ኣብ 1993 ዝተኻየደ ልኡላውነት ህዝቢ ኤርትራ፡ ብድምጺ ህዝቢ ሕጋውነቱ ዝደርዓሉ እጹብ ድንቂ ፍጻመን በቲ ኣብ 2002፡ ድሕሪ ሓያል ወተሃደራዊን ሕጋዊን መኸተ፡ ጉዳይ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ሕጋዊ ብይን ዝረኸበሉ ዓወትን። ቅድሚ 30 ዓመት፡ ካብ 23-25 ሚያዝያ 1993 ዝነበረ መዓልታት፡ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢን ወጻኢን፡ ነቲ መሪር ቃልሲ ኣሕሊፉ፡ ረዚን መስዋእቲ ከፊሉ፡ ብኣንጸባራቒ ወተሃደራዊ ዓወት ዘረጋገጾ ሰብኣዊን ሃገራዊን መሰሉ፡ ኣብ ቅድሚ ኣህጉራውያን ተዓዘብቲ፡ ረፈረንዱም ብምክያድ፡ ብድምጹ

download

Latest Articles

Ethiopia: Belligerent Agenda of Regional Destabilization

الأجندة الأثيوبية لزعزعة الاستقرار الإقليمي

تدمير جبهة نادو وتحرير مدينة أفعبت في 19 مارس 1988 ابعاد ودلالات...