September 30, 2025

መደረ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ
ዑስማን ሳልሕ ኣብ መበል 80 ኣኼባ
ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን
ክቡር ፕረዚደንት መበል 80 ባይቶ ሕ.ሃ
ክቡር ዋና ጸሓፊ ኣንቶንዮ ጉተረሽ
ክቡራን መራሕቲ ልኡኻት
ክቡር ፕረዚደንት. . .ዮሃና
ኣብ መበል 79 መጋባእያ ሓፈሻዊ ባይቶ ሕ.ሃ፡ ከም መእተዊ ድሕረ-ባይታ፡ 100 ዓመታት ንድሕሪት ተመሊሰ፡ ድሕሪ 1ይ ዓለማዊ ኲናት – ሰላምን ዕብየትን ራህዋን ደቂ-ሰብ ንምውሓስ ተፈቲኑ ዘይተዓወተ ናይ ማሕበር ሃገራት ዓለም (League of Nations) ምቛም፣ ምምስራት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (UN) ኣብ 1945፣ ክሳብ ምኽታም ዝሑል ኲናት ዝባኸነ ዕድል፣ ከምኡ’ውን ናይ’ዚ ቀረባ ኣስታት 30 ዓመታት ዓንዳሪን ሓደገኛን “እንኮ ቐጽራዊ” ህቀናታት

download

Latest Articles

መግለጺ ሃኮሰኤ ብምኽንያት ሓደ ግንቦት ዓለማዊ መዓልቲ...

Independent Development Policy, Human Capital, and the...

إقليم شمال البحر الأحمر متحف طبيعي يضم العديد من الآثار التاريخية