May 17, 2025

ገበናት ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ
ብምኽንያት ዝኽሪ 50 ዓመት – ህልቂት ኣስመራ
(መበል 12 ክፋል)

ስርዓት ወያነ ሰለይቲ ኢሉ ብግፍዒ ካብ ዘባረሮም

ታሪኽ ግፍዕታት ገዛእቲ ምዝካር ዘድልየሉ ምኽንያት፡ ኣብ ሕሉፍ ንምንባር ወይ ቂምን ጽልኢን ንምቚጻር ዘይኮነ፡ ካብኡ ትምህርቲ ብምቕሳም፡ ኣሉታዊ ታሪኽ ከይድገም ንቕሓት ንምፍጣር እዩ። ብኣጋጣሚ ዝኽሪ 50 ዓመት ህልቂት ኣስመራን ከባቢኣን፡ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፡ ህልዊን መጻኢን ወለዶታት ኤርትራ ጥራይ ዘይኮነ ኢትዮጵያውያን እውን ክፈልጥዎ ዝግባእ፡ ብስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝተፈጸመ ግፍዒን ገበንን ብጽምቚ ዝበለ ንኣንበብታ ተቕርብ። ክሳብ 9ይ ክፋል ናይዚ ብተኸታታሊ ዝቐርብ ዘሎ ጽሑፍ’ዚ ብኣሕተምቲ ሕድሪ እተሰናድአት መጽሓፍ “ግፍዒ፡ ዛንታታት ተሞኩሮ ገድሊ ቅጺ-8” ኣብ መእተዊ ጽሑፋ ኣስፊራቶ ዘላ እዩ። ገበናት ስርዓታት ኢትዮጵያ ግን

download

Latest Articles

ገበናት ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ብምኽንያት...

ገበናት ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ብምኽንያት...

May 1991 – May 2025 34th Anniversary of...