March 5, 2024

ስርሒት ፈንቅል ዓቢ ታሪኻዊ ትምህርቲ ንዝምሃር

ብዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ

ሃገርና ኣብዚ እዋን’ዚ መበል 34 ዓመት ዝኽሪ ናይ’ቲ ኣፍ-ደገ ምሕራር መላእ ኤርትራ ዝኸፈተ ታሪኻዊ ስርሒት ፈንቅልን ምሕራር ከተማ ምጽዋዕን ብዝለዓለ ሃገራዊ ወኒ ትጽንብል ኣላ። ንሕና ነዚ ዓቢ ታሪኻዊ ፍጻመ’ዚ ኣብ እንጽንብለሉ እዋን ትርጉሙን ካብኡ ዝርከብ ዓቢ ትምህርቲን ብግቡእ ክንገልጾን ከነስተማቅሮን ኣሎና። ጅግንነታዊ ስርሒት ፈንቅል ኣብ ውሽጢ ታሪኻዊ፡ ፖለቲካዊ፡ ወተሃደራውን ስነ-ኣእምራውን ምዕባለታት ኣእቲና እንተ ድኣ ዘይርኢናዮ፡ ትርጉም መልእኽቱ ክርድኣና ኣይኽእልን እዩ። ስለዚ ከኣ ዕምቆት ናይ’ቲ ኲናት ንምርዳእ ነዞም ዝስዕቡ ነጥቢታት ምርኣይ ኣገዳሲ።

1-ኣብ 1978 ኣንጻር ሰውራ ኤርትራ፡ ሕብረት ሶቬት ነበር፡ ምብራቕ ጀርመን ነበር፡ ደቡብ የመን ነብርን ሊብያን ድሕሪ ምእታዎም ሓይሊ ሚዛን ንረብሓ

download

Latest Articles

The Midas and Lycaon Curses: A Fatal Ambition

ባሕቲ መስከረም 1961 ቁልዒ ዕጥቃዊ ቃልሲ ናብ ደምሳሲ...

Cableway in Eritrea: its History and Prospects for its...