March 12, 2022

ኤርትራ ካብ ፖለቲካዊ ናብ ብረታዊ ቃልሲ

2ይ ክፋል

መምህር ነጸረኣብ ኣዛዚ

ኣብ ዝሓለፈ ክፋል፡ ብ10 ሓምለ 1960፡ ምቛም ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ኣብ ካይሮ ከምዝተኣወጀ ተገሊጹ ነይሩ። ብድሕሪ’ዚ ኣብ ታሕሳስ 1960 እድሪስ መሓመድ ኣድም ምስ ኢብራሂም ሱልጣን ሓገዝ ንምሕታት ካብ ካይሮ ተበጊሶም፡ ናይ መጀመርታ ዲፕሎማስያዊ ዑደት ናብ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ኣካየዱ። ካብ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ግን ብዘይካ “ናብ ሕቡራት ሃገራት ኬድኩም ጥርዑ” ዝብል ማዕዳ ዝረኸብዎ ነገር ኣይነበረን። ደኺሞም ንካይሮ ተመልሱ። ኣብ ካልኣይ እግሪ እድሪስ በይኑ ናብ ስዑዲ ዝገበሮ ዑደት’ውን ብዘይካ ምስ ዑስማን ሳልሕ ሳበ ተራኺቡ ብሓባር ክሰርሑ ምስምምዑ ካልእ ፋይዳ ኣይረኸበሉን። ብ20 ታሕሳስ 1960 እድሪስን ዑስማንን ናብ ሞቓድሾ ብምምራሕምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብዱራሺድ ሻርማርክ ተራኸቡ። ሽዱሽተ ጠለባት ድማ ኣቕረቡሉ። ንሱ ድማ ኣብታ ሃገር ማሕበር ከቚሙ ስለዘፍቀደሎም፡ ኣብ ለካቲት 1961 “ማሕበር ምሕዝነት ኤርትራ-ሶማል”

download

Latest Articles

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

Statement by Ambassador Sophia Tesfamariam Permanent...

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie